ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

27 ሰነ–3 ሓምለ

2 ሳሙኤል 15-17

27 ሰነ–3 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 16:4—ካብቲ ዳዊት ብታህዋኽ ዚገበሮ ውሳነ እንታይ ንምሃር፧ (w18.08 6 ¶11)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 17:17-29 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት