ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ

ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ

ኣቤሴሎም ንርእሱ ኽብሪ ደልዩ (2ሳሙ 15:1it-1 860)

ኣቤሴሎም ልቢ ሰባት ሰሪቑ (2ሳሙ 15:2-6w12 15/7 13 ¶5)

ኣቤሴሎም ንግስና ኣብኡ ኺምንዝዕ ፈቲኑ (2ሳሙ 15:10-12it-1 1083-1084)

ትዕቢት ኣብ ልብና ሱር ኪሰድድ ክንፈቕደሉ የብልናን። የግዳስ፡ ወትሩ ንድራኸና ኽንምርምሮ ኣሎና። ኣትኵሮ ኻልኦት ክንረክብ ኣብ ክንዲ ንጽዕር፡ ብቕንዕና ንጥቕሚ ኻልኦት ክንጥምት ኣሎና።—ፊል 2:3, 4