ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዳዊት ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝኣተወሉ ኺዳን የስተንትን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ

የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ

የሆዋ ኻብ ዳዊት ስርወ መንግስቲ ኸም ዜቕውም ቃል ኣተወ (2ሳሙ 7:11, 12, እ.ጽ.፣ w10 1/4 20 ¶3፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ክፋል እቲ የሆዋ ንዳዊት ዝኣተዎ ኺዳን ኣብቲ መሲሕ ተፈጺሙ (2ሳሙ 7:13, 14፣ እብ 1:5w10 1/4 20 ¶4)

እቲ መሲሕ ዝዓመሞ፡ ዘለኣለማዊ እዩ (2ሳሙ 7:15, 16፣ እብ 1:8w14 15/10 10 ¶14)

ጸሓይን ወርሕን፡ መሲሓዊት መንግስቲ ዘለኣለማዊት ምዃና የዘኻኽራና። (መዝ 89:35-37) ንጸሓይን ወርሕን ክትርኢ ኸለኻ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ብመንግስቱ ኣቢሉ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ከም ዝባረኸኩም ዝኣተዎ መብጽዓ ሕሰብ።