ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ

ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ

ዳዊት ብተኣማንነት ኬፍቅር ይደሊ ነይሩ (2ሳሙ 9:1w06 15/6 14 ¶6)

ዳዊት ንመፊቦሸት ንምሕጋዝ ብኡብኡ ስጕምቲ ወሰደ (1ሳሙ 20:15, 42፣ 2ሳሙ 9:5-7w05 15/5 17 ¶12)

ዳዊት ንርስቲ መፊቦሸት ኪከናኸን ንጺባ መደቦ (2ሳሙ 9:9, 10w02 15/2 14 ¶10)

ዳዊት ንዮናታን ዝኣተዎ ቓል ኣይረስዖን። ንሕና እውን ንክርስትያናት ብጾትና ብተኣማንነት ከነፍቅሮም ኣሎና።—መዝ 41:1, 2፣ ምሳ 19:17