9-15 ግንቦት
1 ሳሙኤል 30-31
መዝሙር 8ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብየሆዋ ኣምላኽካ በርትዕ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 30:23, 24—ካብዚ ጸብጽብ እዚ እንታይ ንምሃር፧ (w05 15/3 24 ¶9)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 30:1-10 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መከራ—1ዮሃ 5:19 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 8)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ብትምህርቲ 01 ኸኣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 16)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዓርኪ የሆዋ ኹን—ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ቈልዑ (እንተ ኣልዮም) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ናብ የሆዋ ኽትጽሊ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ናብ የሆዋ እትጽልየሉ ዝሓሸ ግዜ መዓስ እዩ፧ ብዛዕባ እንታይ ክትጽሊ ትኽእል፧
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr 3ይ ክፋል፡ ምዕ. 8 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 44ን ጸሎትን