ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ናይ ፈለማ ምብጻሕ *

ሕቶ፦ መከራ ኻብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ኸም ዘይኰነ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ ያእ 1:13

ንዚቕጽል፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧

ተመላሊስካ ምብጻሕ *

ሕቶ፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:19

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧

^ ^ ነቲ ሕቶን ነቲ ንዚቕጽልን ምስ ኵነታት እቲ ኸባቢኻ ኸተተዓራርዮ ትኽእል ኢኻ።