1-7 ግንቦት
2 ዜና መዋእል 17-19
መዝሙር 114ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 17:9—ካብቲ ዮሳፋጥ ዝወደቦ ወፈራ ትምህርቲ፡ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w17.03 20 ¶10-11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 17:1-19 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—ሮሜ 15:4 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 18)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w21.05 17-18 ¶11-15—ፍረ ነገር፦ ሰባት ዘይግዱሳት ኪዀኑ ኸለዉ፡ ኣወንታዊ ኹን። (th መጽናዕቲ 16)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንርእስኻ፡ ከምቲ የሆዋ ዚርእያ ጌርካ ርኣያ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ጽማቝ እቲ ዝነጸረ ትምህርትታት፡ ሕቶ 5-8
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 96ን ጸሎትን