ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም

ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም

ንጉስ ዮሳፋጥ ምስ ንጉስ ኣከኣብ ዘይግቡእ ስምምዕ ገይሩ (2ዜና 18:1-3w17.03 24 ¶7)

የሆዋ ንዮሳፋጥ ኪገንሖ፡ ንየሁ ልኢክዎ (2ዜና 19:1, 2)

የሆዋ ነቲ ዮሳፋጥ ዝገበሮ ጽቡቕ ነገር ኣይረስዖን (2ዜና 19:3w15 15/8 11-12 ¶8-9)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ዘይፍጽምና ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ጽቡቕ ባህርያቶም ድየ ዘተኵር፧’