12-18 ሰነ
2 ዜና መዋእል 32-33
መዝሙር 103ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 33:15, 16—ካብ ምናሴ እንታይ ንምሃር፧ (w21.10 4-5 ¶11-12)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 32:1-15 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ድሕሪት ገጽ እታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሹር ዘሎ ሓሳብ ተመያየጠሉ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 17)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 10 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንርእስኻ ኻብ ከሓድቲ ኣዕቝባ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 48 ነጥቢ 1-4
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 90ን ጸሎትን