ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን

ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን

ሰናክሪብ ንይሁዳ ወሪሩዋ ንየሩሳሌም ድማ ኣፈራሪህዋ (2ዜና 32:1it-1 204 ¶5)

ህዝቅያስ ንየሩሳሌም ንምዕቛብ ግብራዊ ስጕምቲ ወሲዱ (2ዜና 32:2-5w13 15/11 19 ¶12)

ህዝቅያስ ብቓላቱ ኣቢሉ ንህዝቢ ኣምላኽ ኣበራቲዕዎም (2ዜና 32:6-8w13 15/11 19 ¶13)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ኣጸጋሚ እዋናት ንኣሕዋተይ ክሕግዞም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’