15-21 ግንቦት
2 ዜና መዋእል 22-24
መዝሙር 73ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 24:22—ትንቢት ዘካርያስ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 1223 ¶13)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 22:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 17)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w10 15/2 6-8 ¶6-10—ፍረ ነገር፦ መንፈስ የሆዋ፡ ትብዓት ከተጥሪ ኺሕግዘካ እዩ። (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 45 ነጥቢ 4ን ጽማቍን ክለሳን ሸቶን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 37ን ጸሎትን