ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ

የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ

የሆሻብዓትን ሰብኣያ የሆያዳን ንዮኣስ ብዓታሊያ ኸይቅተል ኣዕቚቦምዎ (2ዜና 22:11, 12w09 1/4 24 ¶1-2)

የሆያዳ ንዮኣስ ኬንግሶ ተባዕ ስጕምቲ ወሲዱ (2ዜና 23:1-11, 14, 15w09 1/4 24 ¶3-5)

የሆያዳ ምስ ነገስታት ኪቕበር ፍሉይ መሰል ረኺቡ (2ዜና 24:15, 16it-1 379 ¶5)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ኣበየናይ መዳይ ኣምልኾ እየ ዝያዳ ትብዓት ኬርኢ ዘሎኒ፧