ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዮስያስ፡ መጽሓፍ ሕጊ የሆዋ ብዓውታ ኺንበብ ከሎ ምስ ሰምዐ፡ ክዳውንቱ ይቐድድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧

ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧

ዮስያስ ንቓል ኣምላኽ ጽን ኢሉ ሰሚዑ (2ዜና 34:18, 19፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ነቲ ዝሰምዖ ዝነበረ ምእንቲ ኺርድኦ፡ ብትግሃት ጽዒሩ (2ዜና 34:21it-1 1157 ¶4)

ነቲ እተማህሮ ተግቢርዎ (2ዜና 34:33w09 15/6 10 ¶20)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ነቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ የሆዋ እተምሃርክዎ ቐልጢፈ እትግብሮ ድየ፧’