ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

26 ሰነ–2 ሓምለ

እዝራ 1-3

26 ሰነ–2 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ኺጥቀመልካ ፍቐደሉ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዝ 1:5, 6—ካብቶም ኣብ ባቢሎን ዝተረፉ እተወሰኑ እስራኤላውያን እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w06 15/1 19 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዝ 2:58-70 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት