ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ኺጥቀመልካ ፍቐደሉ

የሆዋ ኺጥቀመልካ ፍቐደሉ

[መእተዊ እዝራ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ንእስራኤላውያን ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም፡ የሆዋ ንመንፈስ ንጉስ ቂሮስ ኣለዓዒልዎ (እዝ 1:1-3w22.03 14 ¶1)

የሆዋ ነታ ቤተ መቕደስ ዳግም ምእንቲ ኺሃንጽዋ ንመንፈስ ህዝቡ ኣለዓዒልዎ (እዝ 1:5w17.10 26 ¶2)

ገዛእ ርእስኻ እንተ ኣቕሪብካ፡ የሆዋ ዕላማኡ ንምፍጻም ኪጥቀመልካ እዩ።