29 ግንቦት–4 ሰነ
2 ዜና መዋእል 28-29
መዝሙር 54ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣተዓባብያኻ ሕማቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ንየሆዋ ኸተገልግሎ ትኽእል ኢኻ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 29:25—ካብ የሆዋ መአረምታ ምቕባል ጠቓሚ ምዃኑ፡ ኣብነት ናታን እንታይ ይምህረና፧ (w12 15/2 24-25)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 28:1-11 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 19)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 10 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ‘ኣቦ ዘኽታማት’ እዩ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 47
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 86ን ጸሎትን