ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5-11 ሰነ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 30:20—ካብቲ የሆዋ ንህዝቅያስ ዝሰምዓሉ መገዲ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w18.09 6 ¶14-15)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 31:11-21 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 74

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓሳብ ንምሃብ ተዳሎ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ቈልዑ እንተ ኣልዮም ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ኣብ ኣኼባ ሓሳብ ንምሃብ ክትዳሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ሓሳብ ክንህብ ኣጋጣሚ እኳ እንተ ዘይረኸብና ሕጉሳት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንሰነ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ክለሳ 3ይ ክፋል

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 115ን ጸሎትን