ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ

ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ

ህዝቅያስ ኣብ ዮሩሳሌም ዓብዪ ፋስጋ ኺብዓል ምድላው ገይሩ (2ዜና 30:1it-1 1103 ¶2)

ተቓውሞ እናሃለወ ኽነሱ፡ ብዙሓት ሰባት ኣብቲ ብዓል ተኣኪቦም (2ዜና 30:10, 11, 13it-1 1103 ¶3)

ንሳቶም ብዙሕ ተሓጒሶም፡ ንየሆዋ ኼገልግልዎ ድማ ተደሪኾም (2ዜና 30:25–31:1it-1 1103 ¶4-5)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ጸገማት እናሃለወ ኽነሱ፡ ኣብ ኣኼባታትን ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታትን ብኣካል ብምእካበይ ብኸመይ ተጠቒመ፧’