8-14 ግንቦት
2 ዜና መዋእል 20-21
መዝሙር 118ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 21:14, 15—ንዮራም ዚምልክት ኤልያስ እተነበዮ ትንቢት እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1271 ¶1-2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 20:20-30 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—ራእ 21:3, 4 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 9)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንቝጠባዊ ቕልውላው ተዳሊኻ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን። ብሽማግለ ዚቐርብ። ተዳልዩ እንተ ዀይኑ ኻብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈርን ካብ ኣካል ሽማግለታትን ዝመጸ መዘኻኸሪታት ወስኸሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 45 ነጥቢ 1-3
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)