ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’

‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’

ዮሳፋጥን ህዝቢ ይሁዳን ምስ ተጠቕዑ፡ የሆዋ ምእንቲ ኺሕግዞም ጸልዮም (2ዜና 20:12, 13w14 15/12 23 ¶8)

የሆዋ ንህዝቡ ኣጸናኒዕዎምን ንጹር መምርሒ ሂብዎምን (2ዜና 20:17)

የሆዋ፡ ህዝቡ ብእኡ ስለ ዝኣመኑ ኣድሒንዎም (2ዜና 20:21, 22, 27w21.11 16 ¶7)

ኣብ እዋን ብርቱዕ ጸበባ፡ ጎግ ንህዝቢ ኣምላኽ ኬጥቅዖም ከሎ፡ እቶም ኣብ የሆዋን ኣብቶም ንህዝቡ ኺመርሑ ዝሸሞምን እምነት ዜሕድሩ ዋላ ሓንቲ ዜፍርህ የብሎምን።—2ዜና 20:20