ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

10-16 ሰነ

መዝሙር 48–50

10-16 ሰነ

መዝሙር 126ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ኣቱም ወለዲ፡ ስድራ ቤትኩም ኣብ ውድብ የሆዋ ንዘለዋ ምትእምማን ኣደልድሉ

(10 ደቒቕ)

ንደቅኹም ናብ የሆዋን ናብ ውድቡን ኪቐርቡ ሓግዝዎም (መዝ 48:12, 13w22.03 22 ¶11፣ w11 15/3 19 ¶5-7)

ንደቅኹም ብዛዕባ ታሪኽ ውድብ የሆዋ ምሃርዎም (w12 15/8 12 ¶5)

ብኣብነትኩም መምርሒ ውድብ የሆዋ ምእንቲ ኽትስዕብ ንስድራ ቤትኩም ኣሰልጥንዋ (መዝ 48:14)

ንኣምልኾ ስድራ ቤት ዚኸውን ሓሳብ፦ ሓድሓደ ግዜ፡ ኣብ jw.org ካብ ዚርከብ “ውድብና” ዚብል ዓምዲ ቪድዮታት ርኣዩን ተመያየጡሉን።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 49:6, 7—እስራኤላውያን ብዛዕባ ብልጽግናኦም ዚምልከት እንታይ እዮም ኣብ ግምት ኬእትዉ ነይርዎም፧ (it-2 805)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ትብዓት—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ትብዓት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 73

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 103ን ጸሎትን