ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ግንቦት

መዝሙር 38–39

13-19 ግንቦት

መዝሙር 125ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. መጠኑ ዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት ኣወግድ

(10 ደቒቕ)

መጠኑ ዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት፡ ከም ኣዝዩ ኸቢድ ጾር እዩ (መዝ 38:3-8w20.11 27 ¶12-13)

ኣብ ሕሉፍ ጌጋታትካ ኣብ ክንዲ እተተኵር፡ ንየሆዋ ንምሕጓስ ቈራጽነት ግበር (መዝ 39:4, 5w02 15/11 20 ¶1-2)

ስምዒት በደለኛነት ክትጽሊ እኳ እንተ ኣጸገመካ፡ ካብ ምጽላይ ድሕር ኣይትበል (መዝ 39:12w21.10 15 ¶4)

መጠኑ ብዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት ትሳቐ እንተ ኣሊኻ፡ የሆዋ ንሓጢኣተኛታት “ብዙሕ ይቕረ” ኸም ዚብለሎም ኣይትረስዕ።—ኢሳ 55:7

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 39:1—እቲ ‘ንኣፍና ብልጓም ንሓሉ’ ዚብል መሰረታዊ ስርዓት፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት ኢና ኽንጥቀመሉ እንኽእል፧ (w22.09 12 ¶16)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ሜላ—ጳውሎስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 1-2 ተመያየጠሉ።

5. ሜላ—ንጳውሎስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 44

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 84ን ጸሎትን