ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

24-30 ሰነ

መዝሙር 54–56

24-30 ሰነ

መዝሙር 48ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ኣምላኽ ምሳኻ እዩ

(10 ደቒቕ)

ክትፈርህ ከለኻ ኸም ዳዊት ኣብ የሆዋ ተወከል (መዝ 56:1-4w06 1/8 22 ¶10-11)

የሆዋ ኽትጻወር ኪሕግዘካ እዩ፡ ንጻዕርኻ እውን ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ (መዝ 56:8cl 243 ¶9)

የሆዋ ምሳኻ እዩ። ነባሪ ጕድኣት ኪበጽሓካ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ (መዝ 56:9-13፣ ሮሜ 8:36-39w22.06 18 ¶16-17)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 55:12, 13—የሆዋ፡ ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኣቐዲሙ ወሲኑ ነይሩ ድዩ፧ (it-1 857-858)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 11)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 4)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) w23.01 29-30 ¶12-14—ፍረ ነገር፦ ንክርስቶስ ዘላትና ፍቕሪ፡ ተባዓት ክንከውን ትድርኸና። ስእሊ ርአ። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 153

7. ክትሕጐስ ትኽእል ኢኻ—ዋላ እኳ ሰይፊ እናሃለወ

(5 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

  • ክትፈርህ ከለኻ ኻብ ተመክሮ ሓውና ዱግበ ኺሕግዘካ ዚኽእል እንታይ ተማሂርካ፧

8. ንሰነ እተዳለወ ውድባዊ ዕማማት

(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 11 ¶11-19

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 70ን ጸሎትን