ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ግንቦት 2016
ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛን መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍን ንምብርካት ዚኸውን ሓሳባት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ
ኣምላኽ ንእዮብ ምእንቲ እቶም ሰለስተ ርሕራሐ ዘይነበሮም ብጾቱ ኺጽሊ ነገሮ። እዮብ ስለቲ ዘርኣዮ እምነትን ተጻዋርነትን እተባረኸ ብኸመይ እዩ፧ (እዮብ 38-42)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ምስ የሆዋ ሰላም ምእንቲ ኺህልወና ንወዱ የሱስ ከነኽብሮ ኣሎና
ህዝብታት ንስልጣን የሱስ ብኸመይ ረኣይዎ፧ ነቲ ብኣምላኽ እተቐብአ ንጉስ ከነኽብሮ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (መዝሙር 2)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧
መዝሙር ምዕራፍ 15፡ ኣምላኽ ካብቶም ኣዕሩኹ ኪዀኑ ዚደልዩ ሰባት ዚጽበዮ ነገራት ትገልጽ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ
እቲ ኣብ መዝሙር 22 ዚርከብ ብዛዕባ መሲሕ ዚገልጽ ትንቢታት፡ ኣብ የሱስ ብኸመይ ከም እተፈጸመ ርአ።