ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

16-22 ግንቦት

መዝሙር 11-18

16-22 ግንቦት
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 11:3—እዛ ጥቕሲ እንታይ ማለት እያ፧ (w06 15/5 18 ¶3፣ w05 15/5 32 ¶2)

    • መዝ 16:10—እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብ የሱስ ክርስቶስ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 16 ¶19፣ w05 1/5 14 ¶9)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 18:1-19

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.3 16—ካብ ሞባይልካ ጥቕሲ ኣንብብ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.3 16—እቲ ብዓል ቤት ነቲ ጥቕሲ ብቛንቋ ኣዲኡ ምእንቲ ኺርእዮ፡ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ኣንብበሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 100-101 ¶10-11—ተመሃራይካ፡ መልሲ ሕቶታቱ ንኺረክብ ብኸመይ ኣብ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ምርምር ኪገብር ከም ዚኽእል ኣሕጽር ኣቢልካ ኣርእዮ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 42

  • ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት”—1ይ ክፋል፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ዕልባት ተጠቐም ከምኡውን ታሪኽ ተጠቐም ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን፣ ኣሕጽር ኣቢልካ ድማ ተመያየጠለን። ብድሕሪኡ፡ ነተን ኣብ ገጽ 8 ኣብ እትርከብ ዓንቀጽ ዘለዋ ኽልተ ቐዳሞት ንኡስ ኣርእስትታት ተመያየጡለን። ኣስፋሕቲ ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ኣብ ብሕታዊ መጽናዕትን ኣብ ኣኼባታት ጉባኤን ብኻልእ ብኸመይ መገዲ ኸም እተጠቕሙሉ ኺገልጹ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 9-15፡ “መጻምድቲ ኽመርጽ ዚሕግዘኒ እንታይ እዩ፧ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 43ን ጸሎትን