30 ግንቦት–5 ሰነ
መዝሙር 26-33
መዝሙር 23ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 26:6—ከም ዳዊት ብምሳልያዊ መገዲ ንመሰውኢ የሆዋ እንዞሮ ብኸመይ ኢና፧ (w06 15/5 19 ¶13)
መዝ 32:8—ካብ የሆዋ ልቦና ምርካብ ዜምጽኣልና ጥቕሚ እንታይ እዩ፧ (w09 1/6 5 ¶3)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 32:1–33:8
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) kt—ካብ ሞባይልካ ጥቕሲ ኣንብብ።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ብስሩዕ መጽሔት ንእትወስደሉ ሰብ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኻብ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ብምርኣይ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ኣርኢ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 9—ንተመሃራይካ፡ ንኣኼባታት ጉባኤ ኺዳሎ ኸሎ ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ብኸመይ ኪጥቀመሉ ኸም ዚኽእል ኣሕጽር ኣቢልካ ኣርእዮ።
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 1
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት እንረኽቦ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16-E 112-113፣ 135-136)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 1-9
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 16ን ጸሎትን