ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

9-15 ግንቦት

መዝሙር 1-10

9-15 ግንቦት
  • መዝሙር 30ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምስ የሆዋ ሰላም ምእንቲ ኺህልወና ንወዱ የሱስ ከነኽብሮ ኣሎና”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 2:7—“ትእዛዝ የሆዋ” እንታይ እዩ፧ (w06 15/5 17 ¶6)

    • መዝ 3:2ሴላ እንታይ ማለት እዩ፧ (w06 15/5 18 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 8:1–9:10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ገበር wp16.3ካብ ሞባይልካ ጥቕሲ ኣንብብ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ገበር wp16.3—ነቲ ብዓል ቤት ነታ መጽሔት ካብ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ብኸመይ ከም ዜራግፋ ኣርእዮ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 12 ¶12-13—ንተመሃራይካ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ናብ ሞባይሉ ኼራግፍ ኣተባብዓዮ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 1

  • ቤት የሆዋ ኣኽብር፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዓርኪ ኣምላኽ ኩን—ቤት የሆዋ ኣኽብር ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ናብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) ድሕሪኡ፡ ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ እተወሰነ ሕቶታት ሕተቶም።

  • ኣሰዃዅዓ መለኮታዊ ስም ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፦ (10 ደቒቕ) ኣብ መመላእታ ጽሑፍ ሀ4 ትርጉም ሓዳስ ዓለም ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 1-8

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 11ን ጸሎትን