ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 ግንቦት

ማርቆስ 9-10

14-20 ግንቦት
  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • እምነት ዜደልድል ራእይ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 9:1—የሱስ፡ ገሊኦም ሃዋርያቱ ትንቢታዊ ራእይ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዚርእዩ ቓል ኣተወ (w05 15/1 12 ¶9-10)

    • ማር 9:2-6—ጴጥሮስን ያእቆብን ዮሃንስን፡ የሱስ ትርኢቱ ተለዊጡ ምስ “ሙሴ”ን “ኤልያስ”ን ኪዘራረብ ረኣይዎ (w05 15/1 12 ¶11)

    • ማር 9:7—የሆዋ፡ የሱስ ወዱ ኸም ዝዀነ ብቓሉ ኣረጋገጸ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 10:6-9—የሱስ ንሓዳር ብዚምልከት እንታይ ስርዓት እዩ ኣጕሊሑ፧ (w08 15/2 30 ¶8)

    • ማር 10:17, 18—የሱስ፡ ሓደ ሰብኣይ “ኣታ ሕያዋይ መምህር” ኢሉ ምስ ጸውዖ ዝኣረሞ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 9:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w04 15/5 30-31—ፍረ ነገር፦ እተን ኣብ ማርቆስ 10:25 ተመዝጊበን ዚርከባ ቓላት የሱስ እንታይ ትርጉም እዩ ዘለወን፧

ክርስትያናዊ ህይወት