ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 11-12

ካብ ናይ ኵሎም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ

ካብ ናይ ኵሎም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ

12:41-44

እዚ ጸብጻብ እዚ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ነገራት ዚምህረና ብኸመይ እዩ፧

  • የሆዋ ንእንገብሮ ነገራት ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ

  • ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዚከኣለካ ዘበለ ግበር

  • ንእትገብሮ ነገራት ምስቲ ኻልኦት ዚገብርዎን ምስቲ ቕድሚ ሕጂ ዝገበርካዮን ኣይተወዳድር

  • ድኻታት ዋላ እኳ ሒደት እንተ ኣለዎም፡ ካብ ምሃብ ግና ድሕር ኪብሉ የብሎምን

እንታይ ካልእ ተወሳኺ ትምህርቲ ረኺብካ፧