ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ ብዛዕባ መጻኢ ኽንፈልጥ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ጥቕሲ፦ ኢሳ 46:10 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ደቂ ሰብን ምድርን እንታይ ተስፋ እዩ ሂቡ፧ ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ደቂ ሰብን ምድርን እንታይ ተስፋ እዩ ሂቡ፧ ጥቕሲ፦ መዝ 37:29 ንዚቕጽል፦ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ ተስፋ ኽንረኽቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ○○●ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ ተስፋ ኽንረኽቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ጥቕሲ፦ መዝ 37:34 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ እንታይ ዓይነት መገዲ ህይወት ክንስዕብ እዩ ዚዕድመና፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ግንቦት 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ግንቦት 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/d8f8c0370e/images/syn_placeholder_sqr.png