1-7 ለካቲት
ዘሌዋውያን 26-27
መዝሙር 89ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 26:16—የሆዋ ንእስራኤላውያን ብሕማም ዝቐጽዖም ብኸመይ እዩ፧ (it-2 617)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሌ 26:18-33 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w09 1/8 30—ፍረ ነገር፦ ክንደይ እየ ኺውፊ ዘሎኒ፧ (th መጽናዕቲ 16)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንየሆዋ ኸተገልግል ምረጽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መገዲ ጥምቀት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 100
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 37ን ጸሎትን