ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧

በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧

ከንቱ ኣማልኽቲ ኣርሕቕ (ዘሌ 26:1w08 15/4 4 ¶8)

ንየሆዋ በቲ ዚደልዮ መገዲ ኣምልኮ (ዘሌ 26:2it-1 223 ¶3)

ትእዛዛቱ ሓሉ (ዘሌ 26:3, 12w91 1/3 17 ¶10)

እቶም ብተኣማንነት ሕግታት የሆዋ ዚሕልዉ ዝነበሩ እስራኤላውያን፡ ምስኡ ሰላም ነይርዎም፡ ብዙሕ በረኸት ከኣ ይረኽቡ ነይሮም።

ካብዚ ዚስዕብ፡ ሳላ በረኸት የሆዋ ረኺብካዮ ዘለኻ ኣየናይ እዩ፧

  • ልክዕ ፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ

  • ናይ ኣእምሮ ሰላም

  • ሕጉስ ናብራ ስድራ ቤት

  • ተስፋ መጻኢ