ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
ንዅሉ ሕግታት የሆዋ ኽንእዘዞ ኣሎና (ዘሌ 20:22, 23፣ w04 15/10 11 ¶12)
የሆዋ ርስቲ ኺህብ ኣተስፍዩ (ዘሌ 20:24፣ it-1 1199)
የሆዋ ኻብ ህዝቡ ንጹህ ኣምልኾ ይጽበ (ዘሌ 20:25, 26፣ it-1 317 ¶2)
የሆዋ ነቶም ምስኡ ጽቡቕ ርክብ ዘለዎም ይባርኾም እዩ። ሞገሱ ምእንቲ ኽንረክብ፡ ካብ ዓለምን ካብቲ ርኹስ ተግባራታን ክንፍለ ኣሎና።
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ምስ ሕክምና ብዚተሓሓዝ ኬርሕቖ ዘሎኒ ንኣምላኽ ዘየሐጕስ ነገራት እንታይ እዩ፧’