15-21 ለካቲት
ዘሁልቍ 3-4
መዝሙር 99ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣገልግሎት ሌዋውያን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 4:15—ፍርሃት ኣምላኽ ከም ዘሎና እነርእየሉ ሓደ መገዲ እንታይ እዩ፧ (w06 1/8 23 ¶13)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 4:34-49 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 2)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 15)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) fg ትምህርቲ 12 ¶8 (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 102
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 15ን ጸሎትን