18-24 ጥሪ
ዘሌዋውያን 22-23
መዝሙር 86ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“በዓላት ንዓና ዘለዎ ትርጉም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ. 22:21, 22—ንየሆዋ እነርእዮ ተኣማንነትን ንጽህናን ምሉእ ኪኸውን ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ (w19.02 3 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሌ 23:9-25 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 13)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 9)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w07 15/7 26—ፍረ ነገር፦ ነቲ በዅሪ ፍርያት ስገም ናብቲ መቕደስ ዜምጽኦ ዝነበረ መን፧ (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ዓመታዊ ኣኼባታት—ፍቕሪ እተርእየሉ ኣጋጣሚታት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ”!—ኣህጕራዊ ኣኼባታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 98
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 18ን ጸሎትን