22-28 ለካቲት
ዘሁልቍ 5-6
መዝሙር 81ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 6:6, 7—ሲምሶን ነቶም ዝቐተሎም ምዉታት ድሕሪ ምትንካፉ ኸመይ ኢሉ ናዝራዊ ዀይኑ ኪቕጽል ይኽእል፧ (w05 15/1 30 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 5:1-18 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 3)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w06 15/1 32—ፍረ ነገር፦ ንልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ ዜረጋግጽ ዜደንቕ ርኽበት። (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ መጋቢት ወይ ሚያዝያ ሓጋዚ ፈላሚ ዄንካ ኸተገልግል ዲኻ፧”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።
ቀዳም 27 ለካቲት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ንዅሎም ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኣ ኣሕጽር ኣቢልኩም ተመያየጡሉ። ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ግለጽ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኽትውልዓ ዘሎካ መዓስ እዩ፧ እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት ኬርእየሉ ዚኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 103
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 92ን ጸሎትን