ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ ኣጻውት ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ ናዝራውያን ጥቕሚ ርእሶም ይስውኡ ነይሮም (ዘሁ 6:2-4፣ it-2 477) ናዝራውያን ፍቓድ የሆዋ ይፍጽሙ ነይሮም (ዘሁ 6:5) ናዝራውያን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንጹሃት እዮም ነይሮም (ዘሁ 6:6, 7) ሎሚ ዘለዉ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ኣለዎም፡ ንየሆዋን ንስርዓታቱን ከኣ ይግዝኡ እዮም። ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ ትግርኛ ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202021022/univ/art/202021022_univ_sqr_xl.jpg mwb21 ጥሪ ገጽ 15