4-10 ጥሪ
ዘሌዋውያን 18-19
መዝሙር 122ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 19:9, 10—ኣምላኽ ንድኻታት ከም ዚሓልየሎም ኣብ ሕጉ እተንጸባረቐ ብኸመይ እዩ፧ (w06 15/6 22 ¶11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሌ 18:1-15 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ጸሎት—መዝ 65:2 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w02 1/2 29—ደረት ናይቲ ኣብ መንጎ ኣዝማድ ዚግበር መውስቦ ዚገልጽ ሕጊ ሙሴ፡ ኣብዞም ሎሚ ዘለዉ ክርስትያናት ዚውዕል ክሳዕ ክንደይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንደቅኻ ኣዕቍቦም፦ (5 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኻብኡ ዚርከብ ትምህርቲ ኣጕልሓዮ።—ምሳ 22:3።
“ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ብፍልጠት ኣዕጥቕዎም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዚጻወር ቤት ህነጽ—ንደቅኻ ካብ “እከይ” ሓልዎም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 96
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 136ን ጸሎትን