8-14 ለካቲት
ዘሁልቍ 1-2
መዝሙር 123ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 1:2, 3—ዕላማ እቲ ኣብ እስራኤል ዝነበረ ሃገራዊ ምዝገባ እንታይ እዩ፧ (it-2 764)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 1:1-19 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣቀራርባኻ ምስ ኵነታት እቲ ብዓል ቤት ብምስምማዕ እተገድሶ ጥቕሲ ኣንብበሉ። (th መጽናዕቲ 12)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w08 1/7 21—ፍረ ነገር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንነገዳት እስራኤል 13 ኽነሶም ከም 12 ነገድ ገይሩ ዚጠቕሶም ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዅሉ ሰብ ንምስባኽ እተወደበ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ብቛንቋ ወጻኢ ስበኽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንገለ መዳያት እቲ JW Language® ኣፕሊኬሽን ጥቐስ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 101
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 56 ጸሎትን