ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ
[መእተዊ ዘሁልቍ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
እስራኤላውያን በብጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፊሮም ነበሩ (ዘሁ 1:52, 53፣ w94 1/12 9 ¶4)
ድምር እቶም ሰፊሮም ዝነበሩ እስራኤላውያን፡ 3,000,000 ወይ ልዕሊኡ ኪኸውን ይኽእል እዩ (ዘሁ 2:32, 33፣ it-1 397 ¶4)
የሆዋ ህዝቡ፡ ብእተወደበ መገዲ ኼምልኽዎ እዩ ዚደሊ። ንህዝቢ እስራኤል ከምኡ ኺገብሩ እዩ ዚደልዮም ነይሩ፣ ሕጂ እውን ከምኡ እዩ ዚደሊ።—1ቈረ 14:33, 40።
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንውድብ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝድግፍ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧’