24-30 ጥሪ
ሩት 1-2
መዝሙር 108ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ትሃሉኻ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ሩት 1:20, 21—ናእሚ፡ የሆዋ ንህይወታ መሪር ከም ዝገበሮ እተዛረበት ስለምንታይ እያ፧ (w05 1/3 27 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ሩት 1:1-17 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) ia 43-44 ¶5-9—ፍረ ነገር፦ ስድራ ቤት ዚብሃል ከመይ ዝበለ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ብተኣማንነት ከም ዜፍቅረካ ተኣማመን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ጸብጻብ ኮሚተ ኣተሓባበርቲ 2019 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 3 ¶11-20
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 9ን ጸሎትን