ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ትሃሉኻ
[መእተዊ ሩት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ናእሚ ንዖርጳን ንሩትን ናብ ሞኣብ ኪምለሳ ተማሕጺናተን (ሩት 1:8-13፣ w16.02 14 ¶5)
ሩት ንናእሚን ንየሆዋን ክትሓድጎም ኣይደለየትን (ሩት 1:16, 17፣ w16.02 14 ¶6)
ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ፡ ነታ ብቓልን ብንጽህናን ብተኣማንነትን ተደሪኽካ እትርአ ፍቕሪ ተመልክት። የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ብተኣማንነት እዩ ዜፍቕሮም። (መዝ 63:3) ንሕና እውን ንኻልኦት ብተኣማንነት ከነፍቅሮም ኣሎና።—ምሳ 21:21።