ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ

ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ

ሳኦል ዓቕሙ ድሩት ምዃኑ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ፡ ንግስና ምቕባል ኣበየ (1ሳሙ 9:21፣ 10:20-22w20.08 10 ¶11)

ሳኦል ካልኦት ብዛዕባኡ ኣሉታዊ ነገር ምስ ተዛረቡ፡ ተሃዊኹ ስጕምቲ ኣይወሰደን (1ሳሙ 10:27፣ 11:12, 13w14 15/3 9 ¶8)

ሳኦል፡ መንፈስ ቅዱስ የሆዋ ንዝሃቦ መምርሒ ተቐቢሉ (1ሳሙ 11:5-7w95 15/12 10 ¶1)

ትሕትና ነቲ ዘሎና ፍሉይ መሰላትን ዘሎና ኽእለትን ካብ የሆዋ ኸም እተዋህበና ውህበት ጌርና ኽንርእዮ ትሕግዘና እያ። (ሮሜ 12:3, 16፣ 1ቈረ 4:7) ብዘይካዚ፡ ትሑታት እንተ ዄንና፡ ብቐጻሊ ኣብ መምርሒ የሆዋ ኽንውከል ኢና።