ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ጥልመት ፍንፉን ተግባር እዩ
ደሊላ ንሲምሶን ንገንዘብ ኢላ ኽትጠልሞ ተፈቲና (መሳ 16:4, 5፣ w12 15/4 9 ¶4)
ደሊላ ንሲምሶን ምስጢሩ ኽሳዕ ዚነግራ ኛኽ እናበለት ጸቕጢ ገበረትሉ (መሳ 16:15-18፣ w05 15/1 27 ¶4)
ክርስትያናት ኣብ ስድራ ቤትን ኣብ ጉባኤን ተኣማንነት ኬርእዩ ኣለዎም (1ተሰ 2:10፣ w12 15/4 11-12 ¶15-16)
የሆዋ ንእሙናት ይባርኾም።—መዝ 18:25, 26።