31 ጥሪ–6 ለካቲት
ሩት 3-4
መዝሙር 39ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጽቡቕ ስም ኣጥርን ዓቅብን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ሩት 4:6—ሓደ ወራሲ ብምብጃዉ ርስቱ ‘ኼበላሹ’ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w05 1/3 29 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ሩት 4:7-22 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ ሓግዞም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 03 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 3 ¶21-30
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 104ን ጸሎትን