ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ ኣጻውት ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ [መእተዊ 1 ሳሙኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።] ሃና ናብ የሆዋ ነዊሕ ጸሎት ጸልያ (1ሳሙ 1:10, 12, 15፣ ia 55 ¶12) ሃና ንጸገማታ ኣብ ኢድ የሆዋ ሓዲጋቶ (1ሳሙ 1:18፣ w07 15/3 16 ¶4) ልብና ኣብ ቅድሚ የሆዋ እንተ ኣፍሲስና፡ ንሱ ኸም ዜደልድለናን ከም ዚድግፈናን ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። —መዝ 55:22፣ 62:8። ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ ትግርኛ ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202022015/univ/art/202022015_univ_sqr_xl.jpg mwb22 ጥሪ ገጽ 10