ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ለካቲት

1 ዜና መዋእል 13-16

13-19 ለካቲት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ዜና 16:31—ሌዋውያን፡ “የሆዋ ነጊሱ” ኢሎም ዝዘመሩ ስለምንታይ እዮም፧ (w14 15/1 10 ¶14)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 13:1-14 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 86

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ቈልዑ (እንተ ኣልዮም) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ኽንሰምዕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ከምዚ ንምግባር እንታይ ኪሕግዘካ ይኽእል፧

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 19 ¶16-21ሳጹን 19ለ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 144ን ጸሎትን