ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ

መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ

ዳዊት ንታቦት ኪዳን ናብ የሩሳሌም ኪመልሶ ደልዩ ነይሩ (1ዜና 13:3)

ዳዊት ነቲ ታቦት ብዘይ ግቡእ መገዲ ኼግዕዞ ምስ ፈተነ ኣይሰለጦን (1ዜና 15:13w03 1/5 10-11)

ዳዊት መምርሒ የሆዋ ምስ ደለየ ሰሊጥዎ (1ዜና 15:2፣ 16:11w03 1/5 11 ¶13)

የሆዋ ነቲ ጽቡቕ ድራኸና ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ። ይኹን እምበር፡ ተግባራትና ብየሆዋ ተቐባልነት ምእንቲ ኺረክብ መምርሒ ኽንስዕብ ኣሎና።—ዘዳ 30:16