16-22 ጥሪ
1 ዜና መዋእል 1-3
መዝሙር 96ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ዜና 3:1-3—ሓድሓደ ግዜ፡ ኣንስቲ ስመን ኣብ መዝገብ ወለዶ እተረቝሐ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 911 ¶3-4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 1:43-54 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 ነጥቢ 7ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ቃል ኣምላኽ ንዘሎካ እምነት ኣደልድሎ”፦ (15 ደቒቕ) ብቪድዮን ብምይይጥን ዚቐርብ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 18 ¶9-15፡ ሳጹን 18ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 149ን ጸሎትን