ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧

[መእተዊ 1 ዜና መዋእል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኣዳም ብህይወት ዝነበረ ሰብ እዩ ነይሩ (1ዜና 1:1w09 1/9 14 ¶1)

ኖህ እውን ብህይወት ዝነበረ ሰብ እዩ ነይሩ (1ዜና 1:4w08 1/6 3 ¶4)

እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዚርከቡ ሰባት፡ ናይ ጽውጽዋይ ገጸ ባህርያት ዘይኰኑስ፡ ናይ ሓቂ ሰባት ከም ዝዀኑ እንተ ተረዲእና፡ ካባታቶም ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና።—1ቈረ 15:22w09 1/9 14-15